Friday, February 1, 2019

በዂራት



በዂራት
 
'ዛ በዂራት እንዳእቲ
ሕርይቲ ዘርኢ'ያ ቅድስቲ፡
ጸልማት ዘይስዕራ ብርሃናዊት
በዂራት ብኣምላኽ ተፈታዊት።
ንብሕታ ተላዒላ ካብ ምድሪ
ንመቕደስ ደየበት ብዓቢይ ክብሪ፡
በዂራት፡ ዘርኢ ከፊልክና
ብሳላኺ ኣምላኽ ካብ ተቐበለና
ንሕና'ውን ብጊዚኡ ክንለዓል ኢና።

ዲያ/ጴጥሮስ ጸጋይ 

1/02/2019

No comments:

Post a Comment