እግዚኣብሔር ቃል፡ ብፍቓዱ ንሙማት ሰብ ኮነ። ከመይ ቃል
ንሞት ምእንቲ ከጥፍእ ሥጋ ሰብ ተዋሃደ። ብመለኮቱ መከራ ኣይተቐበለን ብሰብነቱ ግና መከራ ተቐበለ። ብመለኮቱ መከራ ዘይብሉ ክነሱ
ግና በቲ ዝለበሶ ሥጋ ነቲ መከራ ናቱ ገበሮ። ንሱ ሕይወት ክነሱ ብሥጋኡ ንሞት ናቱ ገበሮ። ኬድኅነና ደኣ ሰብ ኮነ እምበር ሕይወት
ንሓዋሩ ኣይመውትን እዩ። መጽሓፍ ከምዚ በለ፦ “ኣብ ሰብ ዚእመን ርጉም ይኹን” ኢሉ እዩ’ሞ ድኅነትና ብተራ ሰብ ኣይኮነን። እምነትና`ውን
ብሰብ ኣይኮነን።
ሃይማኖተ አበው ዘኤጲፋንዮስ ምዕራፍ
58፡ ቁ.44-46
No comments:
Post a Comment